New Eritrean Music 2019 ''ንጽሕናኺ ረኺሱ'' by Tekle Negede (wedi Negede)
''ንዒ ተመለሲ'' እናበለ ወናኒ ጥዑም ድምጺ ተኽለ ነገደ (ወዲ ነገደ) ባእሉ ገጢሙ ብካሕሳይ ሃ/ስላሴ (ዛዉያ) ዝተዘየመት ሓዳስ ቪድዮ ክሊፕ ሒዙልና መጺኡ'ሎ።
ወናኒ ጥዑም ድምጺ ተኽለ ነገደ (ወዲ ነገደ) ኣብ ቀጻሊ ስርሑ ካብዚ ንላእሊ ዝበለጸ ሒዙልና ክመጽእ ቃል ኣትዩልና ኣሎ: ከምቲ ልሙድ ዝኾነይ ይኹን ርኢቶ ይኹን ነቀፌታ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ስክፍታ ክትህቡ ድማ ብደስታ ንጽበ።
Savana/ሓበሻ Talk Show Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
For More Video Please SUBSCRIBE Here http://www.youtube.com/user/65tes?sub...
/ 65tes
/ tesentertain. .
© 2019 Copyright: Savana/ሓበሻ